ኩሎም ተሳተፍቲ ኣብዚ ናይ ብኣካል ዝግበር ናይ ኢሚግረይሽንን ስደተኛን ቤት-ፍርዲ ዝቀርቡ፡ ሕቶታት ናይ ርእሰ-ግምገማ፡ኪመልኡ ኣለዎም/ወን።
እወ ኣይፋል
ሓዲሽ ወይ እናገደደ ዝኸይድ ምስዓል
ናይ ምትንፋስ ሕጽረት
ጎሮሮ ምቕሳል
ዝውሕዝ ኣፍንጫ፡ ሕንጥሸው፡ ዝተዓጽወ ኣፍንጫ፡(ብካልእ ምኽንያታት ዘይኮነ ከም ኣለርጂ ወይ ድሕሪ ናይ ኣፍንጫ ጠብታ..)
ላሕታት ድምጺ
ናይ ምውሓጥ ሽግር
ሓዲሽ ናይ ሽታ ወይ ናይ መቀረት ጸገም
ስምዒት ተምላስ፡ ተምላስ፡ውጽኣት፡ ቃንዛ ኣብ ኣከባቢ ሕምብርቲ
ዘይተፈልጠ ድኻም ወይ ቀጨውጨው
ሕማም ቑሪ
ሕማም ርእሲ
እወ እንተኮይኑ ኣብ ቁጽሪ 8 ሕለፍ። ኣይፋል
ካብ ቂጽሪ 1 ክሳብ 6 ፡ ንዝኾነ ሕቶ “እወ” ዝብል መልሲ ሂብካ/ኪ አንተኰንኳ/ኪ፡ ናብ ኢሚግረይሽንን ስደተኛን መስሪያ ቤት ኣይትኺድ/ዲ፡ ብቅልጡፍ ምስ ናይ ኢሚግረይሽን ርክብ ግበር/ሪ። እንተደኣ ጉዳይካ/ኪ ብናይ ቪደዮ ርክብ፡ በታ ዕለትን ሰዓትን፡ ኪግበር ዝከኣል ኮይኑ ክንርኢ ኢና። እንተደኣ ዘይተኻኢሉ ግን ካልእ ቈጸራ ኪግበረልካ/ኪ ኢዩ።
እንተደኣ ንሕቶ 7 “እወ” ንሕቶ 8 ከኣ “ኣይፋል” ዝብል መልሲ ሂብካ/ኪ እንተኰንኳ/ኪ ፡ ፡ናብ ኢሚግረይሽንን ስደተኛን ክፍሊ ኣይትምጻእ/ጽኢ።ብቁልጡፍ ምስኦም ርክብ ግበር/ሪ፡፡ እንተደኣ ጉዳይካ/ኪ ብናይ ቪደዮ ርክብ፡ በታ ዕለትን ሰዓትን፡ ኪግበር ዝከኣል ኮይኑ ክንፍትን ኢና። እንተዘይተኻኢሉ ግን፡ካልእ ቈጸራ ኪግበርለልካ/ኪ ኢዩ።
This form is to be used only to report technical issues or errors encountered on our website. As submissions are anonymous, the IRB will not respond.
You will not receive a reply. For enquiries, contact us.