ኾቪድ-19 ርእሰ-ግምገማ ሕቶታት

​ኩሎም ተሳተፍቲ ኣብዚ ናይ ብኣካል ዝግበር ናይ ኢሚግረይሽንን ስደተኛን ቤት-ፍርዲ ዝቀርቡ፡ ሕቶታት ናይ ርእሰ-ግምገማ፡ኪመልኡ ኣለዎም/ወን።

  • 14 መኣልቲ ቅድሚ ዕለት ናይ ፍርዲ ቖጸራኻ/ኺ ከምኡ ከኣ
  • ንስኻ/ኺ ወይ ዝኾነ ሰብ ምሳኻ/ኺ ዝነብር ምልክታት ናይ’ዚ ኣብ ታሕቲ ኣብ ቁጽሪ 4 ተዘርዚሩ ዘሎ ሕቶታት ኣብ ዝኾነ ግዜ ኣብ ውሽጢ 14 መዓልቲ ቅድሚ ዕለት ቀጸራኻ/ኺ ፡
  1. ሓደ ሓኪም ወይ ናይ ጥዕና መኮነን ወይ ሕዝባዊ ቤት ሕክምና፡ ንሎሚ ንበይንኻ/ኺ ክትእሸግ/ጊ ኣሎካ/ኪ ኢሎምኻ/ኺዶ?
  2. እወ ኣይፋል

  3. ኣብ ዝሓለፈ 14 መኣልቲ ንኮቪድ-19 ተመርሚርካ/ኪ ኣወንታዊ ኮይኑ ተረኺቡዶ?
  4. እወ ኣይፋል

  5. ብሕጂ ግዜ ኮቪድ-19 ተመርሚርካ/ኪ ውጺት ትጽበ’ዶ/ዪዶ ኣሎኻ/ኺ?
  6. እወ ኣይፋል

  7. ንስኻ ወይ ዝኾነ ሰብ ምሳኻ/ኺ ዝነብር፡ ኣብ’ዚ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ምልክታት ተሰሚዑካ/ኪ ወይ ተሰሚዕዎ/ዋ ይፈልጥዶ?
  8. ሓዲሽ ወይ እናገደደ ዝኸይድ ምስዓል

    እወ ኣይፋል

    ናይ ምትንፋስ ሕጽረት

    እወ ኣይፋል

    ጎሮሮ ምቕሳል

    እወ ኣይፋል

    ዝውሕዝ ኣፍንጫ፡ ሕንጥሸው፡ ዝተዓጽወ ኣፍንጫ፡
    (ብካልእ ምኽንያታት ዘይኮነ ከም ኣለርጂ ወይ ድሕሪ ናይ ኣፍንጫ ጠብታ..)

    እወ ኣይፋል

    ላሕታት ድምጺ

    እወ ኣይፋል

    ናይ ምውሓጥ ሽግር

    እወ ኣይፋል

    ሓዲሽ ናይ ሽታ ወይ ናይ መቀረት ጸገም

    እወ ኣይፋል

    ስምዒት ተምላስ፡ ተምላስ፡ውጽኣት፡ ቃንዛ ኣብ ኣከባቢ ሕምብርቲ

    እወ ኣይፋል

    ዘይተፈልጠ ድኻም ወይ ቀጨውጨው

    እወ ኣይፋል

    ሕማም ቑሪ

    እወ ኣይፋል

    ሕማም ርእሲ

    እወ ኣይፋል

​​
  1. ንወጻኢ ገሽካ/ኪዶ ወይ ኣብዘን ዝሓለፋ 14 መዓልቲ ምስ ዝገሸ ሰብ ናይ ቅርበት ርክብ’ዶ ገርካ/ኪ?
  2. እወ ኣይፋል

  3. ረስኒ ኣሎካ/ኪ’ዶ?
  4. እወ ኣይፋል

  5. ኣብ ዝሓለፋ 14 መኣልቲ፡ ምስ ናይ ምትንፋስ ሕማም ዘለዎ ወይ ናይ ኮቪድ-19 ሕማም ዝተጠርጠረ ወይ ዝተረጋገጸ ሰብ ናይ ቀረባ ርክብ ገርካ/ኪዶ?
  6. እወ እንተኮይኑ ኣብ ቁጽሪ 8 ሕለፍ። ኣይፋል

  7. ከም ዓይነት ስራሕካ/ኪ ወይ/ከኣ ከምቲ ዓይነት ኣከባቢ ስራሕካ/ኪ ዝእዝዞ (ንምሳሌ ሕቱም መነጽር ንዓይኒ ዝከላኸል፡ ጓንቲ፡ ማስክ፡ ነዊሕ ኪዳን፡ ን95፡ ነጠብጣብ ኣብ ኪህልዎ ዝኽእል ኣከኣቢ) ምስ ኾቪድ-19 ሕማም ኣለዎ/ዋ ተባሂሉ/ላ ዝተጠርጠረ/ት ወይ ዝተረጋገጸ ሰብ፡ ርክብ ክትገብር ከሎኻ/ኺ ኣድላዪ መከላኸሊ ትገብር’ዶ (ትገብሪዶ) ነርካ/ኪ?
  8. እወ ኣይፋል

ካብ ቂጽሪ 1 ክሳብ 6 ፡ ንዝኾነ ሕቶ “እወ” ዝብል መልሲ ሂብካ/ኪ አንተኰንኳ/ኪ፡ ናብ ኢሚግረይሽንን ስደተኛን መስሪያ ቤት ኣይትኺድ/ዲ፡ ብቅልጡፍ ምስ ናይ ኢሚግረይሽን ርክብ ግበር/ሪ። እንተደኣ ጉዳይካ/ኪ ብናይ ቪደዮ ርክብ፡ በታ ዕለትን ሰዓትን፡ ኪግበር ዝከኣል ኮይኑ ክንርኢ ኢና። እንተደኣ ዘይተኻኢሉ ግን ካልእ ቈጸራ ኪግበረልካ/ኪ ኢዩ።

እንተደኣ ንሕቶ 7 “እወ” ንሕቶ 8 ከኣ “ኣይፋል” ዝብል መልሲ ሂብካ/ኪ እንተኰንኳ/ኪ ፡ ፡ናብ ኢሚግረይሽንን ስደተኛን ክፍሊ ኣይትምጻእ/ጽኢ።ብቁልጡፍ ምስኦም ርክብ ግበር/ሪ፡፡ እንተደኣ ጉዳይካ/ኪ ብናይ ቪደዮ ርክብ፡ በታ ዕለትን ሰዓትን፡ ኪግበር ዝከኣል ኮይኑ ክንፍትን ኢና። እንተዘይተኻኢሉ ግን፡ካልእ ቈጸራ ኪግበርለልካ/ኪ ኢዩ።